Protective measures against coronavirus

ውድብ ጥዕና ዓለም ካብ ዝህቦም ምኽርታት እዞም ዝስዕቡ ይርከብዎም፡

ኣእዳውኩም ተሓጸቡ- ሳሙናን ናይ ኢድ መሕጸቢ ‘ጀል’ን ንቫይረስ ክቐትል ይኽእል’ዩ
ክትስዑሉ ከለኹም ኣፍኩምን ኣፍንጫኹምን ተሸፈኑ- እንተ ተኻኢሉ ብ’ቲሹ’ (ሶፍት)- ድሕሪኡ ድማ ነቲ ቫይረስ ንኸይላባዕ ኣእዳውኩም ተሓጸቡ።
ዓይንኹም፡ ኣፍንጫኹምን ኣፍኩም ኣይትሓዙ- በቲ ቫይረስ ዝተለኽፈ ነገራት ምስ እትሕዙ ናብ ኣካላትኩም ክሰግር ስለዝኽእል
ናብ ዝስዕሉ ይኹን ዝህንጥሱ ወይ ድማ ረስኒ ዘለዎም ሰባት ኣይትጸግዑ- እቲ ቫይረስ ከናጥርዎ ስለዝኽእሉ- እንተ ተኻኢሉ ሓደ ሜትሮ ካብኦም ክትርሕቁ ይምረጽ

Translate »