Fight COVID-19 in Eritrea

ምስ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ዝተተሓሓዘ
ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ምስ ዘሎ ህልው ዓለማዊ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ (COVID-19)፣ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ነዚ ሕማም ንምክልኻልን ምቊጽጻርን ንዘካይድዎ ዘለዉ ጻዕሪ ንምድጋፍ ካብ ዉሽጢ ሃገር ሓገዙ ብገንዘብ ከበርክት ንዝደሊ፣ እዚ ዝስዕብ ናይ ባንክ ሕሳባት፣ ኣብ ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ ተኸፊቱሎ፦
1. ብናቕፋ ንዝሕግዙ፣ EPFC-19 A/C NO. 120.101.0653

2. ብዶላር ኣሜሪካ ንዝሕግዙ፣ EPFC-19 A/C NO. 120.122.0242

3. ብዩሮ ንዝሕግዙ፣ EPFC-19 A/C NO. 120.136.0066

ብዓይነት ክሕግዙ ንዝደልዩ ድማ፣ ብቚጽሪ ፋክስ 122899 ወይ ድማ ብe-mail mizanmussie@gmail.com ናብ ሚኒስትሪ ጥዕና ክልእኹ ይኽእሉ።

ብዘይካ’ዚ፣ ዝኾነ ንሕማም ኮሮና ቫይረስ ዝምልከት ሓበሬታ ዝደሊ ዜጋ፣ ካብ ዕለት 2 ሚያዝያ ሰዓት 2፣00 ድሕሪ-ቐትሪ ጀሚሩ፣ ናይ 24 ሰዓት ኣገልግሎት ናብ ዝህብ ቊጽሪ ቴለፎን 11-11-11 ብምድዋል ክውከስ ይኽእል።

ሚኒስትሪ ጥዕና

ኩሎም ናይ መንግስትን ብሕትን ዝስርሑ ኤርትራውያን ስራሕተኛታት: ኣብ ቤት ተዓጽዩም ዘለዉ ኩሎም ደሞዞም ክኽፈሉዯም::

ማሕበራዊ ፍትሒ ዘይንቅነቅ መትከል ስለ ዝኾነ::

Social distancing in Eritrea

Eritrean Comedian on Social Distancing

Eritrea Campaign against COVID-19

Public Campaign: Doctors in Eritrea TV

Public awareness about Coronavirus in Eritrea

Eritrean Religious Institution In COVID-19 fight

Translate »