ደሃይ ደቂ አረይ

MESSAGE FROM His Excellency: Estifanos Habtemariam Eritrean Ambassador to the UK & IRELAND

https://youtu.be/sfzkkXwWlAI The Statement by H.E. Estifanos Habtemariam, Ambassador of the State of Eritrea to the United Kingdom and Ireland extends gratitude to the Eritrean community...

ብጻይካ ንዘለዎ ጊዚያዊ ጸገም እንተ ኪኢልካ ፉጹም ምፍታሕ ፥ ካብ ኤርትራዊ ክብርታት ሓደ’ዩ እንሆ ኣብዚ ፈታኒ እዋን ጎሊሑ ይርኤ

ብጻይካ ንዘለዎ ጊዚያዊ ጸገም እንተ ኪኢልካ ፉጹምምፍታሕ ፥ ካብ ኤርትራዊ ክብርታት ሓደ'ዩ እንሆኣብዚ ፈታኒ እዋን ጎሊሑ ይርኤ"******************************ኣብ ዓባይ ብሪጣኒያ ከተማ በርምኒግሃም እትነብር ወናኒት ቤት መግቢ...

ዘኹርዕ ኤርትራዊ ባህሊ፥ኤርትራውያን ማሕበረኮማት ኣብ ኣብ ክክባቢኦን ዘለዉ ኤርትራውያን ክረድኡን ክሕግዙን ተበገሶም

ንኩሉኩም ነበርቲ ዓባይ ብሪጣኒያ ኣገዳሲ ሓበሬታ"ካብ ቤት ጽሕፈት ኤንባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣኒያ******************************************ኩልና ፈሊጥናዮ ከም ዘለና ሕማም ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብቁልጡፍ እናተላበዐ ይመጽእ ብምህላው...

Translate »